Fana: At a Speed of Life!

ናይ ፅባሕ ትውልዲ ኣዚያ ዝሐሸት ኢትዮጵያ ከምዘረክብ ርግፀኛታት ኢና –  ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

“ትማሊ ሓሊፉ ኢዩ። ሎሚ እውን እናተዛዘመ ይርከብ። ፅባሕ ግን ጋና ኣይተነኽአን። ንፅባሕ ንምቃም ድማ ሎሚ ክንሰርሕ ኣለና።

ግድብ ህዳሰ፤ ፕሮጀክታት ህንፀት ገበታ ንሃገርን ንትውልዲን፤ መገዲታትን ግድባትን፤ ስራሕቲ ህንፀት ትካላት፤ ሓምለዋይ ኣሰርን ጎስጓሽ ኢትዮጵያ ተፍሪን፤ ልምዓት ኮሪደር ትሩፋት ሌማት፤ ዲጂታል ኢትዮጵያን ምምገባ ቤት ትምህርቲን፤ ሃገራዊ ዘተን ስግግር ፍትሒን፤ ካልኦትን .. ፅባሕ ዝሐሸ ንምግባር ንሰርሐሎም ኢዮም።

ናይ ፅባሕ ትውልዲ ኣዚያ ዝሐሸት ኢትዮጵያ ከምዘረክብ ርግፀኛታት ኢና። ንፅባሕ እናሰራሕና ስለዝኾንና” –  ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.