Fana: At a Speed of Life!

ናይ ገንዘብ ሚኒስቴር ኣመራርሓን ሰራተኛታትን ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ገንዘብ ሚኒስቴር ኣመራርሓን ሰራተኛታትን ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም።

ኣብ ገንዘብ ሚኒስቴር ዝተኻየደ ናይ ደም ልገሳ “ደምና ንመከላከያ ሰራዊትና” ብዝብል መሪሕ ቃል ብብርኪ ሃገር ዝግበር ዘሎ ምንቕናቕ ኣካል ኢዩ ተባሂሉ።

ስለዝኾነ እቶም ናይ ገንዘብ ሚኒስቴር ኣመራርሓን ሰራተኛታትን ደም ምልጋሶም ከምዘሐጎሶም ተዛሪቦም።

ሃገር ንምድሓን ዝተጀመረ ዘመቻ ህልውና ክሳብ ዝውዳእ ኩሉ ድጋፉ ክቕፅል ከምዝግባእ ምትሕስሳቦም ካብ ገንዘብ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ መረዳእታ ይሕብር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.