Fana: At a Speed of Life!

ናይ ደቡብ ክልል ንመከላከያ ሠራዊት ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ደቡብ ክልል ንመከላከያ ሠራዊት ድጋፍ ገይሩ።

እቲ ድጋፍ ካብቲ ክልል ዝተውፃእፅኡ ናይ ሃገር ሽማግለታትን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ ወሎ ግንባር ብምርካብ ኣረኪቦም።

በዚ እውን ግምታዊ ዋገኦም 2 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ 55 ሰንጋታት ድጋፍ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ርኽክብ፥ ሃገርና ዝጀመረቶ ጦርነት ብዓወት ንክጠናቐቕ ብኹሉ ዓውዲ ዝግበር ድጋፍ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኣለዎ ኢሎም እቶም ናይ ሃገር ሽማግለታት።

ኣብ  መከላከያ ሚኒስቴር ፌዴሪኢናይ 13ኛ ክፍለ ጦር ኣዛዚ ኮሎኔል ሀሺም መሀመድ፥ ናይ ደቡብ ክልል መንግስቲን ህዝብን ንመከላከያ ሰራዊትን ንዝገበሮ ድጋፍ አመስጊኖም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.