Fana: At a Speed of Life!

ናይ ደቡብ ኢትዮጵያ ክልል ምስረታን ነባር ብሓዱሽ ናይ ምውዳብ መፈፀሚ ፕሮጀክት ኣፈፃፅማ ይግምገም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ደቡብ ኢትዮጵያ ክልል ምስረታን ነባር ብሓዱሽ ናይ ምውዳብ መፈፀሚ ፕሮጀክት ኣፈፃፅማ ገምጋም ኣብ ከተማ ዲላ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ናይ ደቡብ ክልል ርእሰ ምምሕዳር ርስቱ ይርዳ፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ናይ ብልፅግና ፓርቲ ደቡብ ክልል ጥላሁን ከበደ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ፕሮጀክትን ተረኺቦም።

ሐዚ ናይቲ ፕሮጀክት ቤት ፅሕፈት ናይ ሓደ ወርሒ ናት ትልሚ ኣፈፃፅማ ብዓብዪ ኣተሓባባሪ ኮሚቴ እናተገምገመ ከምዘሎ ካብቲ ክልል ኮሚኒኬሽን ዝረኸብናዮ መረዳእታ የመላኽት።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.