Fana: At a Speed of Life!

ናይ ኢኮኖሚ ኣሻጥር ኣብ ዝፈጥሩ ኣካላት ስጉምቲ ክውሰድ ኢዩ- ናይ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ምምሕዳር

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ኢኮኖሚ ኣሻጥር ኣብ ዝፈጥሩ ኣካላት ዘየዳግም ስጉምቲ ከምዝውሰድ ናይ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ምምሕዳር ኣፍሊጡ።

ሰብ ስራሕ ናይ ፍሪያት ኣቕርቦት ሕፅረት ኣብ ልዕሊ ዝፈጥሩን ናይ ህዝቢ ዝተረጋገዐ ናብራ ንምህዋኽ ከምኡውን ሃገር ንምፍራስ ኣብ ዝሰርሑን ከምኡውን ኣብ ለዕሊ ዝተሓባበሩ ፀላእቲ ህዝብን ሃገርን ዘየዳግም ስጉምቲ ክንወስድ ኢና ክብላ ምክትል ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች አቤቤ ገሊፀን።

ነዚ ብላዕለዋይነት ዝመርሕን ዝቆፃፀርን ግብረ ሓይሊ ሎሚ ተጣይሹ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.