Fana: At a Speed of Life!

ናይ ኢትዮጵያ ንግዲ ባንኪ ኣብ ዓድዋ ከተማ ናይ ባንኪ ኣገልግሎት ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ንግዲ ባንኪ ኣብ ዓድዋ ከተማ ናይ ባንኪ ኣገልግሎት ጀሚሩ።

እቲ ባንኪ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ፕሪቶሪያ ዝተገበረ ናይ ሰላም ስምምዐነት ስዒቡ ኣብ ሽረ፣ ኣላማጣን ኮረምን ዳግም ናይ ባንኪ ኣገልግሎት ምሃብ ኝጅማሩ ኣዘኻኺሩ።

ካብቶም ከተማታት ብተወሳኺ ሎሚ ኣብ ዓድዋ ከተማ ናይ ባንኪ ኣገልግሎት ዳግም ምሃብ ምጅማሩ ገሊፁ።

ኣብ ቃሊ እውን ኣብ መቐለን ኣብ ካልኦት ከተማታትን ናይ ባንኪ ቅንጫፋቱ ዳግም ንምኽፋት ምድላው ኣብ ምጥንቓቕ ከምዝርከብ ምሕባሩ ናይቲ ባንኪ መረዳእታ የመላኽት።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.