Fana: At a Speed of Life!

ናይ ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ብጀግንነት ክነኽብር ኢና – ምልምል ወታደራት

<span;>ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ህወሓት ኣሸባሪ ሓይሊ ብምጥፋእ ናይ ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ብጀግንነት ንምኽባር ከምዝተዘጋሠዉ ኣብ ጦላይ ማሰልጠኛ ማእኸል መሰረታዊ ውትድርና ዝሰልጥኑ ምልምል ወታደራት ገሊፆም።

<span;>ካብ ብሄራዊ ቴኣትርን ኦሮሚያ ባህሊ ማእኸል ቢፍቱ ባንድን ዝተውፃፅኡ ናይ ኪነጥበብ ሰብ ሞያ ኣብ ጦላይ ማሰልጠኛ ማእኸል ንዝርከቡ ምልምል ወታደራት ዝግጅቶም ኣቕሪቦም።

<span;>ግዜኢ ዘዘራረቦም ምልምል ወታደራት ኣብ ዝሃብዎ ኣስተያየት፣ ናይ ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ንምድፋር ዝተሰአ ሓይሊ ብምምካት ዓወት ንምሕፋስ ተዘጋጀና ኢሎም።

<span;>ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝንቀሳቐሱ ሓይሊተታት ብምምካት ናይ ሃገርን ህዝብን ህልውና ክንሕሊ ኢና ኢሎም።

<span;>ኢትዮጵያን ህዝባን ዝሃቡና ሓላፍነት ናይ ደም መስዋእትነት ብምኽፋል  ኣሸባሪ ሓይሊታት ንምጥፋእ ከምዛቃለሱ ተዛሪቦም።

<span;>እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

<span;>ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

<span;>ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

<span;>ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
<span;>ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
<span;>https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

<span;>ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
<span;>https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
</span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;>

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.