Fana: At a Speed of Life!

ናይ ባህሊን ስፖርቲን ሚኒስትር ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ናይ ብሄራዊ ስታዲየም ህንፀት ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ባህሊን ስፖርቲን ሚኒስትር ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ናይ ብሄራዊ ስታዲየም ህንፀት ጎብኒዮም።

ኣብቲ ዑደት ናይ ባህሊን ስፖርቲን ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት፣ ናይ ባህሊን ስፖርቲን ሚኒስትር ዴኤታ ወ/ሮ ወርቅነሽ ብሩ፣ ናይ ኢትዮጵያ አግሪ ኩዕሶ ፌዴሬሽን ፕሬዚደንት ኣይተ ኢሳያስ ጅራን ናይቲ ቤት ዕዮ ሓላፊ ኣይተ ባህሩ ጥላሁንን ከምኡውን ካልኦት ኣጋይሽ ከምዝተረከቡ ካብ ኮሚሽን ስፖርት ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.