Fana: At a Speed of Life!

ናይ መወዳእታ ታሪክ ባንዳታት መቓብር ኢዩ-ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ናይ መወዳእታ ታሪክ ባንዳታት መቓብር ኢዩ ኢለን።

ኣብ ታሪክ ኢትዮጵያ ምስዓር ኣይፍቀድን ዝበላ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ናይ መወዳእታ ታሪክ ባንዳታት መቓብር ኢዩ ክብላ ኣፍሊጠን።

እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝበልኡ፥ “ሀገሬን እጠብቃለሁ መስዋዕትነት እከፍላለሁ ” ብዝብል መሪሕ ወፍሪ ንምምራሕ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍለ ከተማታት ዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓን ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር  ዝሕወሱ መናእሰይን መርሃ ግብሪ ምፍናው ተገይሩሎም።

እዚ ዘኹርዕ ተግባር ትውልዲ ሃገሩ ካብ ጉጅለ ሽፍታ ንምድሓን ዘርኣዮ ወነን ቆራፅነትን ዝነኣድ ከምዝኾነ ገሊፀን።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.