Fana: At a Speed of Life!

ናይ መርዓ ወፃኦም ንተመዛበልቲ ዝገበሩ ኢትዮጵያዊትን ኤርትራዊን መርዑት

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራብ ኣውስትራሊያውያን ትውልዲ 10 ሺሕ ዶላር ወፃኢ መርዐኦም ንኢትዮጵያውያን ተመዛበልቲ ለጊሶም።

ኢትዮጵያዊት መርዓት ብዙኣለም (ሊሊ) ተገኔን ኤርትራዊ መርዓዊ ዳንኤል ባህታን ናይ መርዓ ወፃኢኦም ንተመዛበልቲ ኢትዮጵያውያን ንኽበፅሕ ኣብ ፍሉይ ምድላው በዓል መስቀል ፐርዝ ምዕራብ ኣውስትራሊያ ተረኺቦም ኣበርኪቶም።

ፍልፍል፦ ኢቢሲ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.