Fana: At a Speed of Life!

ናይ ህወሓት ሌ/ኮ ገብረህይወት በጋሳይ ኣብ ግንባር ኢዱ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ህወሓት ሌ/ኮ ገብረህይወት በጋሳይ ኣብ ግንባር ብዝበፅሖ ከቢድ ክሳራ  ንመከላከያ ሰራዊት ኢዱ ሂቡ።

ሌተናል ኮሎኔል ገብረህይወት ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን 4 ዝተፈላለዩ መታወቂያታት ሓዊሱ ብሓሽሽ ዝተለወሱ ብስኩታት ሒዙ ከምዝተረኸበ ካብ ኣምሓራ ኮሙዩኒኬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ብተወሳኺ ብዙሓት ናይ ባንኪ ኣካውቲታት ሒዙ ዝተረኸበ እንትኸውን፥ እቲ ኮኮሎኔል ዝመርሖ ጦር እናተበተነን ተስፋ ኣብ ምቑራፅ ስርዓት ናይ ምፍራስ ተልእኾ ምሓዙ ተዛሪቡ።

እቲ ኮሎሌል ብጅግና መከላከያ ሰራዊት፣ ኣምሓራ ፍሉይ ሓይሊ፣ ሚሊሻን ህዝብን ምትሕብባር ከቢድ ክሳራ ኣጋጢሙዎ ተባሂሉ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.