Fana: At a Speed of Life!

ናይ ህልውና ወፍሪ ምድጋፍ ሃገር ንከይትፈርስ ምግባር ኢዩ-መንግስቲ ክልል ሃረሪ

ኣዲስ ኣበባ፣  26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መከላከያ ሰራዊት ሓዊሱ ኣብ ወፍሪ ምርግጋፅ ሀልውና ተሰሊፎም መስዋእትነት ዝኸፍሉ ዘለዉ ሓይሊታት ፀፅታ ምድጋፍ ሃገር ንከይትፈርስ ምግባር ኢዩ ክበል መነግስቲ ክልል ሃረሪ ገሊፁ።

ግብረ ራዕዲታት ህወሓትን ሸኔን ሃገርና ንምፍራስን ህዝቢ ንምውራድን ተዋዲዶም ዝኸፈትዎ ኩለ መዳይ መጥቃዕቲ ንምኽሻፍን ዝተጀመሩ ልምዓት፣ ሰላምን ሰናይ ምምሕዳርን ንምቕፃል መንግስቲን ህዝቢን እቲ ክልል ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ብምስላፍ ድጋፎም ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ተሓቢሩ።

ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ወይዘሮ ሚስሪያ ኣብደላ፥ ናይ ህልውና ወፍሪ ምድጋፍ ሃገር ንከይትፈርስ ምግባር ኢዩ ኢለን።

“ከም ክልል ናብ ሰራዊት ዝሕወሱ መናእሰይ መሪቕና ኣፋኒና ኢና” ዝበላ እተን ምክትል ሓላፊት፥ ኣብ ቀፃሊ ናብቲ ሰራዊት ንምሕዋስ ዝደሊዩ መናእሰይ ይበራኸቱ ከምዘለዉ ምግላፀን ካብ መከላለከያ ሰራዊት ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.