Fana: At a Speed of Life!

ናብ ትግራይ ዝግበር መጓዓዚያ ምድሪ ዳግም ንምጅማር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ክልል ትግራይ ዝግበር መጓዓዚያ ምድሪ ዳግም ንምጅማር ዝዓለመ ዘተ ምስ ዝምልከቶም ኣመራርሓ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ተሳሊጡ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣይተ በርኦ ሀሰንን ኣይተ ደንጌ ቦሩን፥ እቲ ትራንስፖርት ዳግም ዝጅመረሉን ሓፈሻዊ ትካላት ትራንስፖርቲን መሰረተ ልምዓትን ዘለውሉ ኩነታት ብዝምልከት ናብቲ ክልል ብምኻድ ተዓዚቦም።

ኣብቲ ክልል ምስ ዘለዉ ኣመራርሓ ጊዚያዊ ምምሕዳር፣ ቢሮ ትራንስፖርቲን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ብምዃን ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርቲን ሎጂስቲክስን ዝጠመቱ ስራሕቲ ከምዝሰርሑ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.