Fana: At a Speed of Life!

ናሬንድራ ሞዲ ንሓረስቶት ዝኸውን ደገፍ 2 ቢሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ንሓረስቶት ዝኸውን ደገፍ 2 ቢሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሮም።

እቲ ንኣስታት 80 ሚሊየን ሓረስቶት ዝኸውን ደገፍ ዕላዊ ዝተገበረ፥  ኣብታ ሃገር ዝሳለጥ ሃገራዊ ምርጫ ምቕራቡ ስዒቡ ኢዩ ተባሂሉ።

ብዲጂታል ባንኪንግ ኣቢሉ ብቐጥታ ናብ ሕድ ሕድ ሓረስታይ ሒሳብ ኣታዊ ከምዝኸውን ድማ ተገሊፁ።

ተቓወምቲ ፓርቲታት እታ ሃገር፥ ኣብ 2024 ዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫ ወሳንቲ ኣብ ዝበሃሉ ግዝኣታት ቅድሚ ምክያዱ ክልተ መዓልታት ዕላዊ ምግባሩ ከምዝተቓወሙ ኣር ቲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.