Fana: At a Speed of Life!

ናህሪ ዋጋ ናይ ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ማሕበረሰብ ዓለም ፈተና ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናህሪ ዋጋ ናይ ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ማሕበረሰብ ዓለም ፈተና ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኩነታት ዝቕባበ ዋጋ ይቕነስ ኣሎ ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ እዚ ድማ ብዝተወሰደ ስጉምቲ ዝመፅአ ውፅኢት ኢዩ ኢሎም።

ኣብ እዋን በዓል ናይ ስጋ፣ እንቆቖሖ ድልየት ከምዝውስኽ ኣብ ግምት ብምእታውን ታሕተዋይ እቶት ዘለዎም ዜጋታት ንከይጉድኡ ብምግባር ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ገሊፆም።

ኢትዮጵያ ልዕሊ 9 ነጥቢ 5 ሚሊየን ተምሃሮ ኣብ መዓልቲ ክልተ ግዘ ትቕልብ ከምዘላ ብምግላፅ፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ልዕሊ 200 ሺሕ ሰባት ነምውሳኽ ዘኽእል ዓቕሚ ከምዝተሃነፀ ተዛሪቦም።

ማእዲ ምክፋል ብዝምልከት አወን ብዙሓት ሰባት ተረባሕቲ ይገበር ከምዘሎ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.