Fana: At a Speed of Life!

ነቲ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ሓገዝ ንምግባር ምሕዝነቱ እናርአየ ይርከብ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ እቲ ስምምዕነት ሰላም ዕዉት ንኽኸውን ሓገዝ ንምግባር ምሕዝነቱ እናርአየ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ።

ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ ዝሃቡዎ ሰሙናዊ መግለፂ ከምዝሓበሩዎ÷ ብዓለም ለኸ ደረጃ ኣብዚ ሰሙን ዝተሰርሑ ዲፕሎማሲያዊ ጉዳያት ኣልዒሎም ።

ለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ሞንጎ መንግስቲን ህወሓትን ዝተፈረመ ስምምዕነት ሰላም ተግባራዊ ኣብ ምግባር ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ሓገዝ ከምዝገብር እናገለፀ ከምዝርከብ ምዝራቦም ግዜኢ ፀብፂቡ።

ብምዃኑ ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ዓለም ለኸ፣ ኣህጉራዊን ክፍለ ኣህጉራዊን ትካላት፣ ዓለም ለኸ ትካላት ፋይናንስ÷ መንግስቲን ህወሓትን እቲ ጎንፂ ንምፍታሕ ዝበፅሑዎ ስምምዕ ብእወንታ ከምዝቕበሉን ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብሩን ምልእኽቶም እናመሓላለፉ ከምዝርከቡ ኣብሪሆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.