Fana: At a Speed of Life!

ነበር አባላት ሰራዊት ኢትዮጵያ ንምልምል ሰልጠንቲ ወታደራዊ ፍልጠቶም የካፍሉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ዝዋይ ቡልቡላ ካብ ኣርባዕቲኡ ኣንፈት ዝመፅኡ ምልምላት ኣብ ምስልጣን ከይዲ ፃውዒት ዝተገበረሎም ነበር አባላት ሰራዊት ኢትዮጵያ ንምልምል ሰልጠንቲ ወታደራዊ ዘኹርዕ ተግባር እናሰርሑ ምዃኖም ተገሊፁ።

ዋና ኣዛዚ እቲ ማእኸል ኮሎኔል ሰቦቃ በቀለ፥ እቶም ኣሰልጠንቲ እቲ ትካል ንዝደልዮ ዕላማን ሽቶን ዕዉት ውፅኢት ንምምዝጋብ ብትግሃት፣ ቆራፅነትን ብዕቱብን ብምስራሕ ዘለዎም ምድላው ከምዘረጋገፁ ኣብሪሆም።

እቲ ግብረ ራዕዲ ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ “ሃገረይ ኣየንክእን ብምባል ካብ ኩሉ ክፋል ኢትዮጵያ ንዝተኣኻኸበ መንእሰይ ትኽክለኛ ወታደራዊ ሳይንስ እናሰልጠኑ ከምዝኾኑ እውነ ተዛሪቦም።

እቶም ኣሰልጠንቲ ብግደኦም፥ “ሕዚ እውን መተካእታ ዘይብላ ህይወትና ንመሃብ ድሉዋት ኢና” ክብሉ ምግላፆም ካብ ፌስቡክ ገፅ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.