Fana: At a Speed of Life!

ነበር ተዋጋእቲ እግሪ ንምትካል መዳርግቲ ኣካላት ደገፍ ንክገብሩ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተዋጋእቲ እግሪ ንምትካል መዳርግቲ ኣካላት ደገፍ ንክገብሩ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ፃውዒት ኣቕሪቡ።

ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ተሾመ ቶጋ እቲ እግሪ ናይ ምትካል ስራሕ ብዙሕ ተግባራት ከምዝሓትት ሓቢሮም።

እቲ ኮሚሽን ብእታዎትን ሓይሊ ሰብን ናይ ምጥያሽ፣ ናብ ተሃድሶ ዝኣትዉ ነበር ተዋጋእቲ ናይ ምፍላይን ምስ ክልላት ሓቢርካ ናይ ምስራሕን ዝፈጥሩ መድረኻት  ከምዝተሳለጡ ተዛሪቦም።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ልዕሊ 371 ሺሕ ነበር ተዋጋእቲ ከምዘለዉ ብምግላፅ፥ እግሪ ናብ ምትካል ቅድሚ ምእታው ናይ ምፅራይ ስራሕ ከምዝስራሕ ሓቢሮም።

እቶም ነበር ተዋጋእቲ ናብ ሰላማዊ ህይወት ንክኣትዉን እግሪ ንክተኽሉን ናይ ምግባር ስራሕ ልዑል ሃፍቲ ከምዘድሊዮ ሓቢሮም።

ስለዝኾነ ነቶም ወገናት እግሪ ንምትካል መዳርግቲ ኣካላት ደገፍ ንክገብሩ ፃውዒት ምቅራቦም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.