Fana: At a Speed of Life!

ነበርቲ ፍሉይ ዞን ኦሮሚያ ዙርያ ፊንፊኔ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያንን ዘውግዝ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ንኢትዮጵያ ደው እብል፤ ድምፀይ ኣስምዕ” ብዝብል መሪሕ ቃል ነበርቲ ፍሉይ ዞን ኦሮሚያ ዙርያ ፊንፊኔ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያንን ዘውግዝ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ።

ነበርቲ ከተማታት ቡራዩ፣ ሱሉልታ፣ ገላን፣ ሰበታን ካልኦት ከተማታትን ካብ ንጎሆ ጀሚሮም ኣብ ኣደባባይ ብምውፃእ ዝተፈላለዩ ጭርሖታት ብምስማዕ ተቓውሞኦም ገሊፆም።

ግዝኣታዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝፅዕሩ ናይ ውሽጢ ባንዳታትን ታሪኻዊ ፀላእቲ ወፃኢን ተግባሮም ብፅኑዕ ኣውጊዞም።

እቶም ሰልፈኛታት ንሉእላውነት ሃገር መስዋእቲ ዝኸፍል ዘሎ ሰራዊት ምክልኻ ሃገር ዝድግፉ ጭርሖታት እውን ኣስሚዖም።

መንግስቲ ሓድነት ኢትዮጵያ ንምሕላው ዝወስዶም ስጉምቲታት ከምዝድግፉ ኣብ መልእኽቶም ገሊፆም።

እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕቲ ምስ ታሪኻዊ ፀላእቲ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሮ እኩይ ተግባር ኣውጊዞም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%

5… ይግበሩ/!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/detailsኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1 ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.