Fana: At a Speed of Life!

ነበርቲ ዞባ ዳውሮ ንቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ሰልፊ ደገፍ ይካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ዳውሮ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ይህብዎ ንዘለዉ ዕዉት ኣመራርሓ ለውጢ ብምድጋፍ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ።

እቶም ነበርቲ ኣብ ዘካየድዎ ሰልፊ፥ ኣብ ጎድኒ ቀዳማይ ሚኒስትር ብምስላፍ ዝተጀመረ ጉዕዞ ልምዓት ክነቐፅል ኢና፤ ሃገራዊ ለውጢ ብተረፍ መረፍ ህወሓት ኣይዕንቀፍን፣ ንሎሬት ሰላም ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ፍሉይ ናእዳ ኣለና ዘብሉን ካልኦትን ጭርሖታት ከምዘስምዑ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.