Fana: At a Speed of Life!

ነበርቲ ዞባ ምብራቕ ባሌ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 10 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ምብራቕ ባሌ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 10 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነትን ስንቂን ገይሮም።

ሉኣላውነት ሃገር ንምኽባር እናተዋደቑ ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ሓይሊታት ፀፅታን ደጀንነቶም ከምዘጠናኽሩ እቶም ነበርቲ ገሊፆም፡፡

እቲ ዞባ ክሳብ ሕዚ ኩለን ወረዳታት ብምትሕብባር 65 ናይ ማሕረዲ ሰንጋታትን ልዕሊ 1 ሺሕ ዝኾና ኣጣልን ሓገዝ ምግባሩ ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ገሊፆም፡፡

ብውዳበ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሰናደአ 254 ኩንታል ስንቂ እናተጓዓዓዘ ከምዝኾነ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.