Fana: At a Speed of Life!

ነበርቲ ክልል ሃረሪ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ብምቅዋም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ክልል ሃረሪ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ብምቅዋም ከምኡ እውን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ህልውና ሃገር ንምርግጋፅ እናገበሮ ዝርከብ ተጋድሎ ብምድጋፍ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ኣብ ከተማ ሃረር ስታዲየም ኢማም ኣሕመድ ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ካብ ገፀርን ከተማን እቲ ክልል ዝተውፃእፅኡ ነበርቲ ዝተፈላለዩ ጭርሖታት ኣስሚዖም።

ብተሾመ ሃይሉ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.