Fana: At a Speed of Life!

ነበርቲ ከተማ ኮምቦልቻ ኣብ ግምባር ሰሜን ወሎ ንዝተሰለፈ ሓይሊ ፀፅታ ትኩስ ምግቢ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ነበርቲ ከተማ ኮምቦልቻ ኣብ ግምባር ሰሜን ወሎ ንዝተሰለፈ ሓይሊ ፀፅታ ትኩስ ምግቢ ኣቕሪቦም።

ኣብቲ ስፍራ ዝተረኸቡ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኮምቦልቻ ኣይተ ከድር እንድሪስ፥ ማሕበረሰብ እታ ከተማ ብባዕሉ ተበግሶ ብምውዳብ ህልውና ሃገር ንምኽባር ኣብ ግምባር ንዝርከብ ሰራዊት ትኩስ ምግቢ እንተቕርብ 5ይ ዙር ከምዝኾነ ገሊፆም።

ግብረ ራዕዲ ህሓት ንምድምሳስ ሓድነት ሕብረተሰብ ካብቲ ሰራዊት ከምዘይፍለ እውን ተዛሪቦም።

ግብረ ራዕዲን ወራሪን ሓይሊ ንምድምሳስ ህዝቢ እናገበሮ ዝርከብ ኩለመዳይ ተሳትፎ እቲ ዓወት ዘቀላጥፍን ስነ-ልቦና ሰራወቲ ዝሃንፅን ከምዝኾነ ምግላፆም ካብ ፌስቡክ ገፅ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.