Fana: At a Speed of Life!

ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰላም ከባቢኦም ይሕልዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍለከተማታት ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ዜጋታት ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምውዳድ ሰላም ከባቢኦም ይሕልዉ ኣለዉ።

“ኣነ እውን ፖሊስን ዘብዒን ሰፈረይ እየ” ብዝብል ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታትን ክፍለ ከተማታትን ዝርከቡ ነበርቲ፣ ወለንታውያን መናእሰይን ኣመራርሓታት እተን ወረዳታትን ምስ ሓይሊታት ፀፅታ ብምውዳድን ብምውዳብ ቀትሪን ለይቲን ከባቢኦም ብንቕሓት እናሓለዉ ይርከቡ ተባሂሉ።

ኣብ መላእ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ዜጋታት ከባቢኦም ብምሕላው ዝተጀመረ ተሳትፎ ብምጥንኃር ንእኩይ ሽርሒ ዝተዋፈሩ ፀጉረ ልዉጣትን ሸሊኾም ዝኣተዉን ብምሕባርን ብመሓዝን ንዘተኣማምን ሰላም ናይ ባዕሎም ግደ ክዋፅኡ ከምዝግባእ ምግላፁ ካብ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.