Fana: At a Speed of Life!

ነበርቲ ከተማ ኣሰላ ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣሰላ ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወምን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ህዝባዊ ሰልፊ የሳልጡ ኣለዉ።

እቶም ነበርቲ ካብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዞባ ኣርሲን ከተማ ኣሰላን ከባቢኣን  ዝተውፃእፅኡ ኢዮም።

ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝበፅሕ ፅዕንቶ ንቃወም ዝብሉ ጭርሖታት የስምዑ ኣለዉ።

ብዮናታን ብርሃኑ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.