Fana: At a Speed of Life!

ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ብኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ትካላት ትምህርቲ ዝኸውን ደገፍ ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት 4፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ብኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ትካላት ትምህርቲ ዝኸውን ደገፍ ይገብሩ ኣለዉ።

እቲ ደገፍ፥ ጥራዝ፣ ቢሩ፣ ሓገዝቲ መፃሕፍቲን ንነበርቲ ዝኸውን ኣልባሳትን ዘካተተ ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ ወፍሪ ደገፍ ንክልተ ሰሙናት ዝፀነሕ ከምዝኾነ እውን ካብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ብተወሳኺ 9222 ብምጥቃም ብሓፂር መልእኽቲ ሕብረተሰብ ዘድሊ መጠን ገንዘብ ብቑፅሪ እናፀሓፈ ብምልኣኽ ደገፍ ናይ ምትእኽኻብ ስራሕ የስራሕ ከምዘሎ ተሓቢሩ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.