Fana: At a Speed of Life!

ቻይና ኣብ 2022 ልዑል ምምሕያሽ ሕርሻ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ 2022 ልዑል ምምሕያሽ ግብሪ ከምትገብር ኣፍሊጣ።

እታ ሃገር 173 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ምንካይ ግብሪ ከምትገብር ኢያ ገሊፃ ዘላ፡፡

ሚኒስትር ገንዘብ ቻይና ሊዩ ኩን÷ ቻይና ምንካይ ትገብረሎም ዓውዲታት ቴክኖሎጂ፣ ሓለዋ ከካባቢ፣ ሰብኣዊ፣ ዘመናዊ ሕርሻን ዞባዊ ጉዳያትን ከምኡ እውን ኣብ መሰል ዘፈራት ንዝሰርሑ ንምሕጋዝ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ትሑትን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ካብቲ ምንካይ ግብሪ ተረባሕቲ ክኾኑ ኢዮም ተባሂሉ፡፡

መንግስቲ ቻይና ትሑትን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ንምድጓም 3 ቢሊየን ዩዋን ከምዝመደበ እቶም ምክትል ሚኒስትር ገንዘብ ምግላፆም ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.