Fana: At a Speed of Life!

ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ትገበሮ ተሳትፎ ንምዕባይ ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቼን ሃይ ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ ብመሰረት ማዕቐፍ ምትሕብባር ብሪክስ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምጥንኻርን ምድንፋዕን ዝበሉ ረብሓ ሃገራት ንምሕላው ብሓባር ምስራሕ ኣድላዪ ከምዝኾነ ኣልዒሎም፡፡

ኣምባሳደር ቼን ሃይ÷ ሃገሮም ሪፎርም ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ከምትድግፍን ኣብ ኢንቨስትመንት ትገብሮ ተሳትፎ ንምዕባይ ቆራፅ ከምዝኾነት ምርግጋፆም ካብ ኢምባሲ ቻይና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.