Fana: At a Speed of Life!

ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኩለ መዳይ ሰትራቴጂካዊ ሽርክና ብዝበለፀ ከምእተጠናኽሮ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኩለ መዳይ ሰትራቴጂካዊ ሽርክና ብዝበለፀ ከምእተጠናኽሮ ኣፍሊጣ።

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩአን ዘቲዮም።

እቲ ዘተ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ሰትራቴጂካዊ ሽርክና ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣምባሳደር ዣኦ ዢዩአን ኣብ ማሕባራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኩለ መዳይ ሰትራቴጂካዊ ሽርክና ብዝበለፀ ከምዝጠናኸር ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.