Fana: At a Speed of Life!

ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትእስሳር ንግዲ ቡን ናብ ዝለዓለ ብራኸ ምስግጋር ከምእትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትእስሳር ንግዲ ቡን ናብ ዝለዓለ ብራኸ ምስግጋር ከምእትደሊ ገሊፃ።

ኣብ ቻይና ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ግብርናን ገፀርን ብሄራዊ ኮንግረስ ፓርቲ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ህዝቢ ሎሚ በዶን ካልኦት ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪን ኣብ ገላን ዝርከብ ኤ ኤም ጂ ዝተብሃለ ትካል ለኣኺ ቡን ጎብኒዮም።

ኣካቢ እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ዱ ጂሃኦ፥ ቡን ኢትዮጵያ ኣብ ዕዳጋ ቻይና ብስፍሓት ይፋለጥ ኣሎ ኢሎም።

ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ መቀነባበሪቡን ንምውፋር ምቹእ ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያ ከምዘሎ እውን ተዛሪቦም።

በዚ ድማ ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትእስሳር ንግዲ ቡን ናብ ዝለዓለ ብራኸ ምስግጋር ከምእትደሊ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.