Fana: At a Speed of Life!

ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ።

ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ብጎንግ ዌቢን(ፕ/ር) ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ብሄራዊ ምምሕዳር ኣካዳሚ ቻይና ዘቲዮም።

እቲ ዘተ ክልቲኣዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝዓለመ ከምዝነበረ ተገሊፁ።

ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ፥ እቲ ኣካዳሚ ኣብ ስልጠና ምምሕዳር ከምኡ እውን መፅናዕቲን ምርምርን ዘለዎ ልምዲ ንኢትዮጵያ ነምክፋል ዘለዎ ድልውነት ንኢዶም።

 

ፕሬዚዳንት እቲ ኣካዳሚ ጎንግ ዌቢን (ፕ/ር) ብግደኦም፥ ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.