Fana: At a Speed of Life!

ትካል ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ንሰራዊት ዝረብሕ ወናኒ ራእይ ዝኾነ ትካል ኢዩ- ሌ/ጀ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ንሰራዊት ዝረብሕ ወናኒራእይ ዝኾነ ትካል ኢዩ ክብሉ  ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ተዛሪቦም።

እቲ ሓይሊ ኣየር ብስም ሰራዊት ተጣይሹ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ስራሕ ምስ ዝኣተወ ትካል ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ናይ 10 ሚሊየን ብር ዕድጊት ኣክሲዮን ፈፂሙ።

ኣብ ስነስርዓት እቲ ዕድጊት ኣክሲዮን ዝተረኸቡ ሌተናል ጄኔራል ይልማ፥ እቲ ትካል ብመሰረት ትካላዊ ሪፎርም ናይቲ ሰራዊት ኣነባብራን ኣሰፋፍራን ማእኸል ብምግባር ዝተጣየሸ ኢዩ ኢሎም።

ባህሊ ቁጠባ እቲ ሰራዊት ክብ ካብ ምባል ብተወሳኺ ልቐሕ ብምምችቻው ነቲ ሰራዊት ደረጃ ብደረጃ ናብርኡ ዘመሓይሸሉ ኩነታት ብምዝርጋሕ ዝሰርሕ ወናኒ ራእይ ከምዝኾነ እውን ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.