Fana: At a Speed of Life!

ትካላት ኣፍረይቲ ነዳዲ ሩሲያ፣ ቻይናን ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረበን መስ መንግስቲ ይዛተዩ ኣለዉ-ሚኒስቴር ዕደና

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ኣፍረይቲ ነዳዲ ሩሲያ፣ ቻይናን ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረበን መስ መንግስቲ ይዛተዩ ኣለዉ ክብል ሚኒስቴር ዕደና ገሊፁ።

እቲ ሚኒስቴር ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ኣቕሪቡ።

ኣብቲ ፀብፃብ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 1910 ነጥቢ 5 ግራምፍሪያት ወርቂ ከምዝፈረየ ተገሊፁ።

ናብ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ እቲ ኣብዝሓ ብኩባኒያታት ከምዝቐረበ ድማ ተገሊፁ።

ብባህላዊ መገዲ ዝፈሪ ፍሪያት ወርቂ ልዑል ዘይሕጋዊ ዕዳጋ ዝረአየሉ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.