Fana: At a Speed of Life!

ትሕቲ መዐቀኒ ዝኾኑ 317 ነጥቢ 83 ሜትሪክ ቶን ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ናብ ውሽጢ ዓዲ ንከይኣትዉ ተኣጊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ መዐቀኒ ኢትዮጵያ ዝኾኑ 317 ነጥቢ 83 ሜትሪክ ቶን ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ናብ ውሽጢ ዓዲ ንከይኣትዉ ተኣጊዶም።

ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ከምዝበሎ፥ ኣብ ዝሓለፈ ርባዕ ዓመት 2 ሺሕን 396 ኣምፃእቲ ሕቶኦም ብምቕባል 759 ሚሊየንን 491 ሺሽን 346 ሜትሪክ ቶን ፍሪያታት ኣታዊ ፍተሻ ተገይሩ።

ብዝተገበረ ፍተሻን ቁፅፅርን ላቦራቶሪ 0 ነጥቢ 111 ሜትሪክ ቶን ዘይቲ፣ 3 ነጥቢ 35 ቶን ኤል ኢ ዲ ኣምፖል፣ 2 ነጥቢ 76 ቶን ገመድ ኤሌክትሪክ፣ 54 ነጥቢ 51 ቶን ዕሹግ ሩዝን 257 ነጥቢ 1 ቶን ሕሩጭ ስርናይን ትሕቲ መዐቀኒ ብምዃኖም ናብ ውሽጢ ዓዲ ንከይኣትዉ ከምዝተገበረ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.