Fana: At a Speed of Life!

ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ መሕሰቢ መገዲ መፍትሒታት ኮይኑ ኣሎ- ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ መሕሰቢ መገዲ መፍትሒታት ኮይኑ ኣሎ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር) ተዛሪቦም።

ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ናይ ኤ.አይ ሰመር ካምፕ 2024 መጀመሪ መርሃ ግብሪ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ተኻይዱ።

ዋና ዳይሬክተር ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)፥ በቢዓመቱ ስሩዕ ትምህርቲ እንትዛዘም እቲ ኢንስቲትዩት ሰልጠንቲ ተቐቢሉ ኣብ ክሊ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ንዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ምስልጣኑ ገሊፆም።

መናእሰይ ኢትዮጵያ ሰብ ዋና ፀገም ፈታሒ ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ንክኾኑ እቲ ኢንስቲትዩት ኣብ ስልጠና ዓቕሚ ከምዝፈጠረሎም ተዛሪቦም።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.