Fana: At a Speed of Life!

ቴክኒካል ልኡኽ ፊፋ ናብ ድሬዳዋ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቴክኒካል ልኡኽ ዓለም ለኸ ማሕበር ኩዕሾ እግሪ (ፊፋ) ናብ ከተማ ድሬዳዋ ኣቲዩ፡፡

እቲ ልኡኽ ናብ ከተማ ድሬዳዋ ዝኣተወ ምዝዛም ሕድሳት ምንፃፍ ኣርቴፊሻል ሳዕሪ ስታዲየም ድሬዳዋ ስዒቡ ሞያዊ ትዕዝብቲ ንምግባር ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ኣብቲ ምልከታ እቲ ስታዲየም መለክዒ ፊፋን ዘማልእ ምዃኑ ናይ ምርግጋፅ ስራሕ ከካይድ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብ ኮሙኒኬሽን ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.