Fana: At a Speed of Life!

ቱሪዝም ካብ 5 ዓንዲታት ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ሓደ ስለዝኾነ ዓውዲ ውልቀ ወሳኒ ዓውዲ ከምዝኾነ ንግንዘብ ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱሪዝም ካብ ሓሙሽቲኦም ዓንዲታት ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ሓደ ስለዝኾነ ዓውዲ ውልቀ ወሳኒ ዓውዲ ከምዝኾነ ንግንዘብ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብቲ ዓውዲ ዝግበሩ ስራሕቲ መኣዲ ንሸገር፣ መኣዲ ንሃገርን መኣዲ ንትውልዲ ኣገልግሎታት ውልቀ ዓውዲ ብዝበለፀ ንክዋፈር መገዲ ንምኽፋት ዕላማ ብምግባር ዝተሰርሑ ከምዝኾኑ ኣፍሊጦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.