Fana: At a Speed of Life!

ተወዳደርቲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምፍጣር ዘኽእል ፍኖተ ካርታ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ ኣብ ተተካእቲ ፍሪያታት ዝዋፈሩ ተወዳደርቲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምፍጣር ዘኽእል ፍኖተ ካርታ 10 ዓመት ዕላዊ ገይሩ።

ኣብቲ መድረኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣመራርሓ ዓለም ለኸ ትካላት፣ ምሁራንን መዳርግቲ ኣካላትን ተረኺቦም።

ዋና ዳይሬክተር ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ ኣለባቸው ንጉሴ፥ እቲ ትካል ኣናእሽቱን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ንክጠናከሩን ነክሰፍሑን ብዙሓት ስራሕቲ የካይድ ከምዘሎ ተዛሪቦም።

ምስ ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ጀርመን(ጂ አይ ዜድ) ብምትሕበባር ዝተዳለወ መድረኽ ከምዝኾነ ድማ ተገሊፁ።

እቲ ፍኖተ ካርታ፥ ተወዳደርቲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምፍጣር ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።

ብመላኩ ገድፍ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.