Fana: At a Speed of Life!

ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ኩሎም ከባቢታት ትግራይ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም።

ሓበራዊ ታሪክ ዓወትና ዝኾነ ዓወት ዓድዋ መፃኢ ትውልዲ ብዘምህር፣ ብዘዛመድን ታሪኩ ብዝሓለወን መገዲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ብምህናፁ ምሕጓሶም እቶም ተወከልቲ ምግላፆም ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.