Fana: At a Speed of Life!

ተወሰኽቲ 457 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 827 ሰባት ድማ ካብቲ ቫይረስ ድሒኖም

አዲስ አበባ ፣ ታህሳስ 12 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5ሺሕን 373 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 457 ሰባት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።

ብሓፈሻ ክሳብ ሕዚ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 119 ሺሕን 951 በፂሑ።

ብኻእ መዳይ ትማሊ 827 ሰባት ካብቲ ቫይረስ ዝደሓኑ እንትኾኑ፥ ብሓፈሻ ድማ 102 ሺሕን 980 ሰባት ካብቲ ቫይረስ ድሒኖም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.