Fana: At a Speed of Life!

ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ከካይድዎ ዝፀንሑ ዘተ ናይ ሓባር ቅዋም መግለፂ ብምውፃእ ዛዚሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ከካይድዎ ዝፀንሑ ዘተ ናይ ሓባር ቅዋም መግለፂ ብምውፃእ ዛዚሞም።

እቶም ፓርቲታት ኢትዮጵያ ተገዲዳ ዝኣተወቶ ጦርነት ካበ ናይ ወፃኢ ፀላኢን ካብ ናይ ውሽጢ ባንዳን ዘነፃፀረልና ናይ ሉኣላዊነት ጦርነት ንምምካት ፓርቲታት  መንግስቲ ኣብ ዝፀወዖ ኣኼባ ብምርካብ ተዛቲዮም።

ስለዝኾነ መንግስቲ ዝወሰኖ በይናዊ ደው ምባል ተኹሲ እናደገፍና ኣብ ልዕሊ ሀገርና ንዘንፀላለወ ጦርነት ኩለመዳያዊ ድጋፍ ከምእንገብር ንገልፅ ኢሎም።

ነኻሲ ጡብ ኣደ ዝኾነ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ኣብ ልዕሊ ሃገርናን ህዝብናን ዝኸፈትዎ ጦርነት ብፅኑዕ ነውግዝ እውን ኢሎም።

ናይ ሃገርና ሉዓላዊነት ንምኽባር ምስ ሃገር መከላከያ ሰራዊትን ፍሉይ ሓይሊ ክልልንብምዃን ክንዘምት ኢን ዝብሉን ካልኦት ነጥብታት ቅዋም መግለፅን ብምውፃእ ድጋፎም ኣረጋጊፆም።
ብኣዲሱ ሙሉነህ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.