Fana: At a Speed of Life!

ተርኪ ኣብ ሰሜናዊ ኢራቕ ወተሃደራዊ ወፍሪ ምክያድ ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ተርኪ ኣብ ሰሜናዊ ኢራቕ ወተሃደራዊ ወፍሪ ምክያድ ምጅማራ ኣፍሊጣ።

ሚኒስቴር መክልኻል እታ ሃገር ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ሰራሕተኛታት ፓርቲ ኩርድ (ፒኬኬ) ዘነፃፀረ ዶብ ተሻጋሪ ወተሃደራዊ ወፍሪ ተጀሚሩ ኣሎ ኢሉ።

እቲ ወፍሪ፥ ጄታት፣ ሄሊኮፕተራትብ ድሮኖትን ብምጥቃም ኢዩ እቲ ኲናት ዝካየድ ዘሎ።

ኣብ ከባቢ ዶብ እታ ሃገር ዝርከባ ሜቲና ፣ ዛፕን ኣቫሺን-ባሲያንን ዝተብሃላ ዕጡቕ ዝርከበለን ጣቢያት ወተሃደራዊ መአዘዚታት ከምኡ ውን መጋዝናት ጥይነት ምሽጋትን ዕዉት በዝኾነ መገዲ ከምዘዕነወት ምግላፃ ኣር ቲ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.