Fana: At a Speed of Life!

ተርሚናል ኣውቶቡስን ፕላዛታት ዓድዋን ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንኣገልግሎት ህዝቢ ክፍቲ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተርሚናል ኣውቶቡስን ፕላዛታት ዓድዋን ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንኣገልግሎት ህዝቢ ክፍቲ ከምዝኾኑ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

እቲ ተርሚናል ተገልገልቲ ካብ ፀሓይን ዝናብን ካብ ምክልኻል ብተወሳኺ ድሕንነት ተሳፈርቲ ብዝበለፀ ንምሕላው ዘኽአል ካሜራ ድሕንነት ዝተገጠመሉን መዕረፊ ሰባት ዘለወነ ከምዝኾነ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳናች ኣቤቤ ኣብሪሀን።

እቶም ፕላዛታት እውን ነባሪ እታ ከተማ ከንደይ ዝኣክል ሓበራዊ መገልገሊታትን መሀደሲታትን ከምዝደሊ ዘርእይ ከምዝኾነ ገሊፀን።

ከፊሎም ምእታው ዘይኽእሉ ትሑት ኣታዊ ዘለዎም ክፋላት ሕብረተሰብ ነበርቲ እታ ከተማ ከምዚ ኣብ ዝበሉ ሓበራዊ መገልገሊታት ነክህደሱን ክግልገሉን እንተለዉ ምርኣይ ከምዘሐጉስ ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.