Fana: At a Speed of Life!

ተመረቕቲ ንድኽነት ብፍልጠት ንምርታዕ ፃዕሪ ክትገብሩ ኣለኩም-ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመረቕቲ ንድኽነት ብፍልጠት ንምርታዕ ፃዕሪ ክትገብሩ ኣለኩም ክብላ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ገሊፀን።

ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ብዝትፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ለዕሊ 1 ሺሕን 400 ተምሃርኡ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው፣ ኣይተ ታቦር ዋሚ ከምኡ ውን ኣይተ ዘገየ ኣስፋው ንዘበርከትዎ ኣስተዋፅኦ ናይ ክብሪ ዶክትሬት ሂቡ።

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ብትምህርቲን ሰብኣዊ ልምዓትን ንዘበርከትኡ ኣስተዋፅኦ እቲ ናይ ክብሪ ዶክትሬት ከምዝተውሃበን ተገሊፁ።

እተን ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ተመረቕቲ ንድኽነት ብፍልጠት ንምርታዕ ፃዕሪ ክትገብሩ ኣለኩም ኢለን ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.