Fana: At a Speed of Life!

ተሓባቢርና እንተሰሪሕና ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንደቅና ከምእነረክብ ምንም ጥርጥር ኣይብሉን -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ደሴን ከባቢኣን ኣብ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓታት ዑደት ከምዝገበሩ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ካብታ ከተማ ምስ ዝተውፃእፅኡ ነበርቲ እውን ከምዝተራኸቡ ኣብሪሆም።

ኣብ ፃንሒቶም ኣብ ኩሎም ከባቢታት ኣዝዩ ዝነኣድ ስራሕቲ የስራሕ ከምዘለዉ ኣረጋጊፅና ኢሎም።

ተሓባቢርና እንተሰሪሕና ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንደቅና ከምእነረክብ ምንም ጥርጥር ኣይብሉን ኢሎም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.