ቦርድ ምርጫ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ኦሮሚያን 28 ተወሰኽቲ ንኡስ ምርጫ ጣቢያታት ከምዝኸፈተ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሚያዝያ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብህራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ኦሮሚያን 1500 ሰብ መዝጊቦም መዝገቦም ብምዝዛሙ 28 ተወሰኽቲ ንኡስ ምርጫ ጣቢያታት ከምዝኸፈተ ኣፍሊጡ።
እዚ ዝገበረሉ ድማ ብመሰረት ኣዋጅ ምርጫ 1162/2013 ከምዝኾ ሓቢሩ።
ብመሰረት እዚ ኣብቶም ሓደሽቲ ዝተኸፈቱ ሎሚ መዓልቲ ናውቲታት ምርጫ ከምዝተኸፋፈለ ተዛሪቡ።
እቶም ቦታታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ፥
1. ምርጫ ክልል 19 ወረዳ 01 ምርጫ ጣቢያ 9_1 ንኡስ ጣቢያ
2. ምርጫ ክልል 19 ወረዳ 01 ምርጫ ጣቢያ 4 ንኡስ ጣቢያ
3. ምርጫ ክልል 19 ወረዳ 01 ምርጫ ጣቢያ 2 ንኡስ ጣቢያ
4. ምርጫ ክልል 19 ወረዳ 01 ምርጫ ጣቢያ 14 ንኡስ ጣቢያ
5. ምርጫ ክልል 19 ወረዳ 01 ምርጫ ጣቢያ 17 ንኡስ ጣቢያ
6. ምርጫ ክልል 28 ወረዳ 12 ምርጫ ጣቢያ አባይ ንኡስ ጣቢያ
7. ምርጫ ክልል 28 ወረዳ 12 ምርጫ ጣቢያ ካ.ቁ 4 ንኡስ ጣቢያ
8. ምርጫ ክልል 28 ወረዳ 12 ምርጫ ጣቢያ ካ- ቁ.3 ንኡስ ጣቢያ
9. ምርጫ ክልል 28 ወረዳ 12 ምርጫ ጣቢያ አባዶ -1 ንኡስ ጣቢያ
10. ምርጫ ክልል 28 ወረዳ 13 ምርጫ ጣቢያ አያት ንኡስ ጣቢያ
11. ምርጫ ክልል 28 ወረዳ 13 ምርጫ ጣቢያ ጣፎ -2 ንኡስ ጣቢያ
12. ምርጫ ክልል 28 ወረዳ 13 ምርጫ ጣቢያ አያት ንኡስ ጣቢያ
13. ምርጫ ክልል 28 ወረዳ 13 ምርጫ ጣቢያ ገብርኤል ቁ.1 ንኡስ ጣቢያ
14. ምርጫ ክልል 28 ወረዳ 10 ምርጫ ጣቢያ መሪሕ 2ለ1 ንኡስ ጣቢያ
15. ምርጫ ክልል 28 ወረዳ 10 ምርጫ ጣቢያ መሪሕ 1ሀ ንኡስ ጣቢያ
ኣብ ኦሮሚያ፥
1. ኣቦምሳ-02 ምርጫ ጣቢያ ቁፅሪ-4 ንኡስ ጣቢያ
2. ኣቦምሳ 02 ቀበሌ ኣቦምሳ ቁፅር 1 ንኡስ ጣቢያ
3. አቦምሳ 02 ቀበሌ አቦምሳ ቁፅር 2 ንኡስ ጣቢያ
4. አቦምሳ -02 ምርጫ ጣቢያ ቁፅር-3 ንኡስ ጣቢያ
5. ኣቦምሳ -01 ምርጫ ጣቢያ ቁፅር-1 ንኡስ ጣቢያ
6. ኣቦምሳ -01 ምርጫ ጣቢያ ቁፅር-2 ንኡስ ጣቢያ
7. ኣቦምሳ-01 ምርጫ ጣቢያ ቁፅር-3 ንኡስ ጣቢያ
8. በሌ 01 ምርጫ ጣቢያ በሌ 01 -ሀ ንኡስ ጣቢያ
9. በሌ 01 ምርጫ ጣቢያ በሌ 01 -ለ ንኡስ ጣቢያ
10. እተያ ምርጫ ጣቢያ እተያ ንኡስ ጣቢያ
11. ሲርማ ምርጫ ጣቢያ ሲርማ 1 “”ሀ”” ንኡስ ጣቢያ
12. መልካ አማና ምርጫ ጣቢያ ለ ንኡስ ጣቢያ
13. መና-02 ምርጫ ጣቢያ 02-ለ ንኡስ ጣቢያ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!