Fana: At a Speed of Life!

ቦርድ ምርጫ ኣብዚ ሰሙን ዝተማለአ ውፅኢት ምርጫ ዕላዊ ከምዝገብር ገሊፁ

አዲስ አበባ ፣ ሰነ 28 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሰሙን ዝተማልአ ውፅኢት ምርጫ ዕላዊ ከምዝገብር ገሊፁ።

ድምፂ ኣብ ዝተውሃበሎም ኩሎም ክልላት ምርጫ ውፅኢት ከምዝበፅሐ ሓኣፊት ኮሚኒኬሽን እቱ ቦርድ ሶሊያና ሽመልስ ተዛሪበን።
ስለዝኾነ ኣብዚ ሰሙን ዝተማእአ ውፅኢት ምርጫ ዕላዊ ከምዝግበር ገሊፀን።

ብተዛማዲ ዜና ኣብ ክልል ምርጫ ነገሌ ድምፂ ኣብ ዘይውሃበሎም 30 ጣቢያታት ምርጫ ዕለተ ሓሙስ ድምፂ ክወሃብ ኢዩ ኢለን።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተወዳደሩሉ ጣቢያ ምርጫ 76 ሺሕን 892 ድምፂ ከምዝረኸቡ ብምግላፅ፥ መነሓንሕቶም ድማ 236 ድምፂ ከምዝረኸቡ ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.