Fana: At a Speed of Life!

ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ዝርዝር 49 ሺሕን 407 ጣቢያታት ምርጫ ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ዝርዝር 49 ሺሕን 407 ጣቢያታት ምርጫ ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ዕላዊ ገይሩ።

ብመሰረት እዚ፥

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማ – 1,848

ኣብ ሲዳማ ክልል – 2,247

ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ክልል – 699

ዓፋር ክልል- 1,432
ኣምሓራ ክልል- 12,199
ድሬዳዋ ክልል- 305
ጋምቤላ ክልል- 431
ሃረሪ ክልል- 285
ኦሮሚያ ክልል- 17,623
ደ/ብ/ብ/ህ ክልል- 8,281
ሶማሌ ክልል- 4,057 ብሓፈሻ 49 ሺሕን 407 ንሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ኣገልግሎት ዝህቡ ጣቢያታት እንትኾኑ፥ ዝርዝር እቶም ጣቢያታት ኣብ ታሕቲ ኣብ ዝርከብ ሊንክ ምርካብ ይከኣል።

https://nebe.org.et/am/polling-stations

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.