Fana: At a Speed of Life!

ቦርድ መረፃ ካልኣይ ዙር ምዝገባ ሕፁያት መረፃ ክሳብ 30 2013 ዓ.ም ኣናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ካልኣይ ዙር ምዝገባ ሕፁያት ተወዳደርቲ መረፃ ክሳብ 30 2013 ዓ.ም ከምዝተናወሐ ኣፍሊጡ።

እቲ ቦርድ ከይዲ ምዝገባ ሕፁያት ኣመልኪቱ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እናብፀሐ ከምዝነበረ ይፍለጥ።

ብተወሳኺ እውን ምዝገባ ሕፁያት ተወዳደርቲ ኣመልኪቱ ሰለስተ ዝተፈላለዩ ምይይጥታት ምስ ፓርቲታት ኣካይዱ ኢዩ።

በመሆኑም በመጀመሪያ ዙር እጩዎች ምዝገባ የተጀመረባቸው ክልልሎች/የከተማ መስተዳድሮች ማለትም

ስለዝኾነ ድማ ኣብ ቀዳማይ ዙር ምዝገባ ሕፁያት ተወዳደርቲ ዝተጀመረለን ክልላት/ምምሕዳር ከተማታት ማለት እውን፦

– ኣዲስ ኣበባ

– ድሬዳዋ

– ኦሮሚያ

– ሃረሪ

– ጋምቤላ

– ቤኒሻንጉል ጉሙዝ

ዝነበረ ምዝገባ ሕፁያት ትማሊ ተዛዚሙ ኢዩ።

ምዝገባ ሕፁያት ደንጒየን ኣብ ዝጀመራ ክልላትን ቦታታትን ማለት እውን፦

– ኣምሓራ

– ሶማሌ

– ዓፋር

– ዞባታት ምዕራብን ምብራቕን ወለጋ ኦሮሚያ፣

– ደ/ብ/ብ/ህ ክልል

– ሲዳማ

ብመሰረት እቲ መርሃ  ግብሪ ለፐሚ መዓልቲ ክዛዘም ይግበኦ ከምዝነበረ ይፍለጥ።

ይኹን እምበር ኣብ ምድንጓይ ምኽፋት ቢሮታት ዝተበገሰ፣ ከምኡ እውን ኣብ ክልላት ዘሎ ፀገም ትራንስፖርት ስምዕታ ፓቲታትን ኣብ ግምት ብምእታው ካልኣይ ዙር ምዝገባ ሕፁያት ክሳብ 30 ለካቲት 2013 ዓ.ም ከምዝተናወሐን ፓርቲታት ኣብቶም ዝተወሃቡ ተወሰኽቲ መዓልቲታት ምዝገበኦም ንኽዛዝሙን እቲ ቦርድ ኣተሓሳሲቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.