Fana: At a Speed of Life!

ብፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ጅግጅጋ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝተመርሐን ምክትል ዋና ዳይሬክተር ውድብ ሕቡራትመንግስታት አሚና መሓመድ ዘካተተን ላዕለዋይ ልኡኽ ጅግጅጋ ኣትዩ።

እቲ ልኡኽ ኣብ ጂግጂጋ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታት እቲ ክልልን ኣቀባብላ ገይሮምሉ።

ኣብቲ ክልል ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ድማ ምስ ርእሰ ምምሕዳርን ኣመራርሓታትን እቲ ክልል ክዛተ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.